Dawit Nega - Abashawil (ኣባሻውል) - New Ethiopian Music 2018

Share
Embed
  • Loading...
  • Published on:  Friday, July 20, 2018
  • New Ethiopian Music 2018

    Abashawil (ኣባሻውል) By Dawit Nega

    Don't forget to Subscribe

    © All rights reserved to ATA Media. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
Loading...

Comment

  • Yemun One Love  (Jul 20, 2018)

    ዳውተይ በዓል ጥዑም ድምጺ ምስ ጥዑም ግጥሚ።ሰላም ዝደሊ እስኪ#like ኣግርጭው የብለኒ

  • Fili Fili  (Feb 10, 2019)

    ኣቤሎ ግጥሚ ክክክክክ ኣባሻዉል'የ ዓዎይ...ዓዎይ ኢልካ'ዶ ኣሎ'ዩ

  • Yemun Eri &Ethio One Love ኣግርጭው እሺ ክክክክከ

  • Love Africa  (Jul 20, 2018)

    Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Niklatikum

  • መርሓባ ዴቭ፡ያ ንሕና ምስ ተጋሩ የሕዋትና ኢዩ ሰላም ዘድልየና ተጋሩ ረጊጽካ ጥር ኢልካ ናብ ኣምሓሩን ኦሮሞን ኣየድልየናን ኢዩ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ወለሎ፡ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ውን መጻና ኣብ ኣስመራን መቐለን የራኽበና።

  • Habtom Abrhala  (Jan 17, 2019)

    +Yikalo Hagos hade seb zey hasbo eika thasb nsika ms tegaru yhwat eina zfelalena yelen ezi kulu seb abzi Facebook kxaref zwuli zelewu kan ksad nlali eiu bro

  • febu funyብስላም የምፅኪ ለባም ከማኪ የብዛሓዮ ሽኮሪና

  • ALEM Hailay  (Jul 20, 2018)

    ኤርትራዊያን አሕዋትና ብፍላይ ድማ ጽቡቅ ታርክ እና ደሕና ትምህርቲ ዘለኩም አሕዋተይ ቁርብ ክብለኩም። ንሕና ተጋሩ ምስካትኩም ስላም ጉርብትና እና ምሕዝናን ጽቡቅ ናብራን ዝኩሉ መንእስይ ካብ ኤርትራን ትግራይ ን ዝፈልስ ዘሎ ናብ ስደት ስላም ስለ ዝሳእነን ናይ ስራሕ ስእነትን ተስፍ ምቁራጽን ስለ ዘለወ እዩ ካብ ባዓለይ ጀሚሩ። እና ክንግንዞቦ ዘለን ንሕና ተጋሩ ከም አማሓሩ ባሕሩኩም ደሊና ዘይኩነስ ሓደ ታርክን ሓደ መንነት ስለ ዘለና ምካዓ ክልቱ ህዝቢ ተዋሊድን ብሓንሳብ ዝነብር ዘበር ህዝብን ናብ ንቡር ክምለስን ብምድላይ እዩ። ክንዓቢ እንተኩና ክልተኤና ኢና ንዓቢ ክንጥፍእ እንተኩና ድማ ማዓሮ እና ንጥፍእ ልቢ ክትብሉ ይግባ እዚ ናይ ሕዚ ዝንዮ ሽበድበድ ንደመር ዝባሃል ዘሎ ብፍላይ ንዓና ንትግርኛ ተዛርብቲ ናብ ዓዝቅቲ ዝእቱ እዩ። ናይ አቢይ አሕመድ ሕልሚ ብፍቅሪ አምስሉ ሃገር ኩሺ ምፍጥር...

  • wedi Eri  (Nov 11, 2018)

    You are correct

  • Merhawit Tesfamariam  (Oct 21, 2018)

    ALEM HaileyBless youThank you ❤️❤️❤️❤️

  • alles gut zusammen  (Jul 20, 2018)

    አንቃአ ተሓገስኩም ትግራይ ዝፈቱ አስከ ላይክ ኣድዩና

  • Riyad Mahrez  (Dec 23, 2018)

    +alles gut zusammen Bro habe ich auch like dir

  • alles gut zusammen  (Jul 23, 2018)

    Danke kbretey

  • Ermi lovo ሞሞና  (Jul 20, 2018)

    ሰላም ማንም ሰብ ዝጸልኦ የለን እዚ ናይ ሕጂ ሰላም ዝብሃል ዘሎ ግን ሰላም ዘይኮነ ዝምታ ዩ ዝብሃል።ብዝኮነ ነዛ ደርፊ ኣይጸልኣክዋን ጥዕሚ ቲ ያ ንፉዕ ድምጻዊ ኢካ ዳዊት ውን ወዲ ትግራይ 🇪🇹

  • Yosief ጆሲ  (Jul 20, 2018)

    እንካዕ ደሓን መጻኻና ዳዊት ኣንበሳ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ሃየ ንሕና ከኣ ሞራልን ሃናጺ ዝኾነ ርኢቶን ንሃቦ Love you So Mach Eri & ethio ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ከኣ ይግበረልና።

  • sàĺàm mezģbèo  (Jul 21, 2018)

    Yosief Weldegergs love

  • Like ኣግርጭው

  • Robi Tesfa  (Mar 5, 2019)

    +መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም ata seb aysilchiwekan diu sempre kitlimn aselchikani ko hibeka loku nay mewedaeta

  • +መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም ።።።።።።።።።።።

  • Robi HawiNebi  (Jul 20, 2018)

    Wedi tagray yhoo keltaf eske like adiyeni💪

  • Hanni Bunny  (Jul 20, 2018)

    ጎበዝ ልጅ ዳዊት እናመሰግናለን ሁሌም ፍቅርን ነው የምንፈልገው አሁን ደግሞ የትግራይን ህዝብ ናፍቀናል ወዛማይ ፅዮን አደይ